News
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ብደራስን ተመራመርን ባህሊ ሰለሙን ጸሃየ ዝተዳለወት “ሳሕል-ሕሩይ ግጥምታት ቃልሲ” ዘርእስታ መጽሓፍ ዓርቢ 14 ጥቅምቲ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ተመሪቓ። እታ መጽሓፍ ኣብ እዋን ገድሊ ዝተጻሕፉ ብርክት ዝበሉ ግጥምታት ዝሓቖፈት ኮይን ...
ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ሓደ መዓልቲ ምብጻሕ ዘካየዱ ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን ሃገሮም ኢትዮጵያ ብዘተ፡ ንዓለምለኸ ሕጊን ጎረባብቲ ሃገራት ብምኽባርን ኣፍደገ ባሕሪ ክትረክብ ከምትሕግዝ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ማክሮን ምስ ...
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ክሳብ ኲናት ኢትዮ ኤርትራ ብዝነበሮም ተሳትፎ ናይ አካል ጉድኣት ዘጋጠሞም ልዕሊ 1- ሽሕ አባላት ሰራዊት መሬት መንበሪ ንምሃብ ዝተለሞ ሓረስቶት ንክመዛበሉን ነበርቲ እውን ዝብትን ኣካይዳ እዩ ብምባል ውደብ ትንሳኤ ሰብዓ ...
ትግርኛ ሃገራዊ ቋንቋ 5.6 ሚልዮን ህዝቢ ዘለዋ ኤርትራ`ዩ። ትግርኛ፡ ካብ 11 ኽልታት ኢትዮጵያ ሓንቲ ኣብ ዝኾነት ኽልል ትግራይ ይዝረብ። ትግርኛ ካብ መንጎ ቐዳሞት ቋንቋታት ኢትዮጵያ ሓደ ምዃኑ ይእመን። ድምጺ ኣመሪካ ኣገልግሎት ትግርኛ ፡ ካብ ...
ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ዓዲ ግራት ኣብ ክልተ ተመቒሎም ዝርከቡ ኣመራርሓ ህወሓት ነናይ ባዕሎም ክልተ ከንቲባ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ሸይሞም። ብቕድሚ ትማሊ ሰሉስ ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምምሕዳር ዞባ ምብራቕ ትግራይ፣ ኣይተ ኣለም ...
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሓተትቲ ዑቕባ ኤርትራዊያን ግዳይ ማእሰርቲን ስእነት መሰረታዊ መዛግብቲ ኴንና ኢሎም ኣብ ዘማርርሉ እዋን፡ ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ኢትዮጵያ (RRS)፡ ንዓኣቶም ዝኸውን ኣብ ክልል ዓፋር ሓድሽ መዓስከር ንምቛም ...
ኣብ ምርምር ስነ-ቋንቋን ምምህርናን ነዊሕ ዓመታት ዝሰርሐን ብመሪሕነት ዝዓየየን ዶክተር ዳኒኤል ተኽሉ ኣብ ቀረባ ግዜ ሓድሽ መጽሓፍ የሕቲሙ ንህዝቢ ኣላልዩ ኣሎ። እዛ መጽሓፍ መበል 21 ምዃና’ያ። ብዛዕባ’ታ ሓዳስ መጽሓፍን ዶክተር ዳኒኤል ኣብ ...
ኣዋሽ ፈንታለ ኣብ ዝተባህለ ከባቢ ክልል ዓፋር፡ ኢትዮጵያ፡ እሳተ-ጎመራ ዘንቀሎ ጎስዒ፡ ጋዝ ንላዕሊ ክትኮስ ሎሚ ዓርቢ ምርኣዩ ሮይተርስ ሓቢሩ። በቲ ሓደጋ ዝሰግኡ ነበርቲ ናብ ግዝያዊ መዕቆቢ ከም ዝተወስዱ መሓዉራት ዜና መንግስቲ ሓቢረን። ሰብ ...
ዝተሓደሰ — ኣብ ካዛን ሩስያ ዝቃናዕ ዘሎ ኣኼባ ሃገራት ብሪክስ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት መደረ ዘስምዑ ፕረዚደንት ፑቲን፡ ሩስያ ንምምስራት ደምበ ብሪክስ ዝወጠነት ንምልውዋጥ እኽሊ ኮይኑ ድሒሩ ናብ ንግዲን ካልኦት ፍርያት ንምዕባይ ከምዝኾነ ሓቢሩ ...
ረቡዕ ምሸት ኣባላት ሰራዊት ኮማንዶ ምዃኖም ዝተሓበሩ ጉጅለ ንቤት መንግስቲ ድሕሪ ምጥቃዖም፡ መብዛሕትኦም ኣባላት እቲ ጉጅለ ምዃኖም ዝተሓበሩ 19 ሰባት ተቐቲሎም--ከም ጸብጻብ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳይ። ሎሚ ሓሙስ ግን እንጀመይና ኣብ ...
ዝርገሐ ኤች.ኣይ.ቪ/ኤይድስ ኣብ ክልል ትግራይ ቅድሚ እቲ ኣብ 2020 ዝተወለዐ ኲናት ናብ 1.3 ወሪዱ ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results