News
ፈነወ ቋንቋ ትግርኛ ድምጺ ኣመሪካ ዕለታዊ ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ን 30 ደቒቕ ካብ ዋሺንግተን ዲሲ ይመሓላለፍ። ፈነወ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ካብ ሰዓት 10 ክሳብ 10:30 ምሸት ወይድማ ...
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑትን ንኲናት ዩክሬን ንምዕራፍ ብኣመሪካ ዝቐረበ እማመ ምቁራጽ ተኹሲ ደጊፍዎ። እንተኾነ ዝርዝራት ክስርሓሉ ከም ዘለዎን ዝኾነ ውዕል ምቁራጽ ተኹሲ ናብ ነባሪ ሰላም ዘምርሕ ክኸውን ከም ዘለዎን ኣስሚርሉ`ሎ። እቲ ...
ዋሽንግተን — ኣመሪካ ዩክሬን ንዝቐረበ እማመ ምቁራፅ ቶኽሲ ምቕባላን ምስ ሩሲያ ይካየድ ዘሎ ኲናት ከብቅዕ ናብ ዝወስድ መገዲ ስጉምቲ ምውሳዳን ትማሊ ሰሉስ ንኢዳ። ዩክሬን ትማሊ ሰሉስ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ን30 መዓልታትቲ ቶኽሲ ጠጠው ክብል ብልኡኽ ...
ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ተሊምዎ ዝነበረ ናይ ኣደባባይ በዓል ከምዝሰረዞ አፍሊጡ። ኣብ መንጎ ኣመራርሓኡ ክፍፍል ዝገጠሞ ህወሓት መበል 50 ዓመት ምስረታኡ ሎሚ 11 ለካቲት ኣኽቢሩ። ጊዝያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣብ ከተማ መቐለ ...
ካብቶም ላዕለዎት ፈፀምቲ ስራሕ ህወሓት (ኣባል ፖሊት) ዝነበረትን ዳሓር ድማ ካብ 2018 ስጋብ 2020 ኣብ ዝነበረ እዋን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌደሬሽን ኮይነ ከተገልግል ድሕሪ ምፅናሕ ምምሕዳር ኣብዪ “ናብ ውልቀ መላኺ መንግስቲ ይልወጥ ኣሎ” ክትብል ...
ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ናይ ክልል ትግራይ፡ ሰኑይ ምሸት ኣብ ሓደ መዘናግዒ ስፍራ፡ ሓደ ሰብ ብደርበዮ ቦምባ 17 ሰባት ቀሊልን ከቢድን መጓዳእቲ በፂሑዎም። በቲ መጥቃዕቲ ዝሞተ ሰብ ከም ዘየለ ግን ሓላፊ ቤትፅሕፈት ፀጥታ እታ ከተማ ኣይተ በሪሁ ...
ንፈለማ እዋን ኣብ መዝነት ዘሎ ፕረዚደንት ዝተረኽቦን ኣብ ኣመሪካ ዝዓበየ ዓመታዊ ስፖርትን ዝዀነ ዛዛሚ ግጥም ኵዕሶ እግሪ ኣመሪካ ሱፐርቦል ሰንበት ምሸት ኣብ መንጎ ካንሳስ ሲቲን ፊላደልፊያ ኢግልስ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም፡ ብዓወት ኢግልስ 40 ብ 22 ...
መቐለ — ላዕለዎት ወታሃደራውያን መኮንናትን ሓለፍቲን ጸጥታን ክልል ትግራይ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን፡ ብዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ዝምራሕ ወገን ህወሓት ከም ዝድግፉን ግዚያዊ ምምሕዳር ድማ ምትዕርራይ ንኽገብርን ድሕሪ ዝሕለፍዎ ውሳነ፡ ነቲ ...
ሓሙስ ላዕለዎት መራሕቲ ሰራዊት ጸጥታን ትግራይ ድሕሪ ዝገበሩዎ ዕጹው ርክብ፡ “ግዜያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዝተሰከሞ ሓላፍነት ጠሊሙን ስልጣኑ ዘንጊዑን፡” ዝብል መርገጺ ድሕሪ ምውሳዶም፡ ንዕኡ ስዒቡ ኣብ በበይኑ ከተማታት ትግራይ ...
ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ይካየድ ኣብ ዘሎ ዝዓበየ ኣኼባ ዓለምለኸ መራሕቲ ንግዲ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት ኣብ ኣመሪካ ወፍሪ ከካይዱ ወይ ከቢድ ቐረፅ ከምዝኸፍሉ ሓቢሮም። ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ቅድሚ እቶም ቀንዲ ተሳተፍቲ ...
ንሰለስተ መዓልታት ኣኼባ ዘካየዱ ላዕለዎት ኣዘዝቲ ሰራዊትን ጸጥታን ክልል ትግራይ፡ ድሕሪ ኣኼባኦም ኣብ ዝሃቡዎ በዓል 13 ነጥብታት መግለጺ፡ "ብኣቶ ጌታቸው ረዳ ዝምራሕ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓላፍነቱ ዘንጊዑን ንረብሓታት ትግራይ ክሒዱን" ብምባል ...
The code has been copied to your clipboard. The URL has been copied to your clipboard ...
Some results have been hidden because they may be inaccessible to you
Show inaccessible results